ኣብ ትግራይ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተባህለ ሓዱሽ ፖለቲካዊ ውድብ ተጣይሹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትግራይ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተባህለ ሓዱሽ ፖለቲካዊ ውድብ ተጣይሹ። እቲ ውድብ ኣብ ፌደራላዊ ስርዓት ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ንምኽባር ከምተጣየሸ ኣፍሊጡ:: ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሕጋውን ሰላማዊ መንገዲ ንምቅላስ ኣብ ቦርድ መረፃ ንምምዝጋብ ሕቶ ከምዘቕረበን ካብቲ ቦርድ ኣድላይ ሰነድ ከማልኡ ምላሽ ከምተውሃቦም ተሓቢሩ።