መቐለ —
እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተመስረተ ውድብ ዓሲምባ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ( ዓዴፓ) ይብሃል። እዚ ሓዱሽ ውድብ ብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ዝሓቶ ናይ መጀመርያ መመዘኒ ኣማሊኡ ተመዝጊቡ ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ከም ዝርከብ ኣተሓባበሪ ዓዴፓ ኣይተ ዶሪ ኣስገዶም ገሊጾም።
ኣተሓባበሪ ዓዴፓ ኣይተ ዶሪ ኣስገዶም
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ትግራይ ሓዱሽ ተቃዋሚ ፖለቲካዊ ውድብ ተመስሪቱ