“ኣብ ቅርጻ፡እቲ ቀዳማይ ጥበብ ትዕግስቲ’ዩ” ጸራባይ ኤልያስ ጸጋይ

ኣብ 30ታት ዝርከብ መንእሰይ`ዩ።ኣብ ሞያ ጽርበትን ቅርጻን ካልኦት ኢደ-ስርሓትን ዝነጥፍ ኢደ-ጥበባዊ`ዩ -ኤልያስ ጸጋይ።

ንሞያ ቅርጻ ካብ ግዜ ቁልዕነቱ ጀሚሩ ጎኒ ጎኒ ትምህርቱ እናሰርሐ ከምዘማዕበሎን ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝተፈላለዩ ሱሉስ ጎናዊ(ርእየት) G3 ዘለዎም ምስልታት ናይ ሰብ፡እንስሳታትን ካልእን ከምዝሰርሕ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ። ነቲ ናቶም ቅርጻታት`ውን ባዕሉ ብዝሰንዖም መሳርሒታት ተጠቂሙ ብኢዱ ከምዝሰርሖም ይዛረብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

“ኣብ ቅርጻ፡እቲ ቀዳማይ ጥበብ ትዕግስቲ’ዩ” ጸራባይ ኤልያስ ጸጋይ