ኣብ ምዕራባዊ ኬንያ ብዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ናብ 65 ክብ ምባሉ ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰበ ስልጣን ኬንያ ኣብታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብ ስዒቡ ዝተራእየ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ናብ 65 ክብ ምባሉን ሸውዓተ ሰባት ድማ ሃለዋቶም ከምዘይተረኽበ ሓቢሮም ኣለው።