ኣብ ምምዕባል ደርፍታት ብሄረ ዓፈር ዝነጥፍ መንእሰይ ስነ ጥበበኛ
Your browser doesn’t support HTML5
ስነ-ጥበበኛ ረሺድ ሑሰን፡ ደርፍታትን ባህልን ብሄረ ዓፈር ኣብ ምልላይን ምምዕባልን ዝሰርሕን ዝጽዕርን ዘሎ መንእሰይ ደራፋይን ዘያማይን’ዩ።ክሳብ ሕጂ 28 ንጽል ደርፍታት ኣበርኪት’ዩ።ኣብ ቀጻሊ’ውን ንባህሊ ብሄር ዓፋር እተላልይ ኣልቡም ኣብ ምስራሕ ከምዝርከብ’ውን ሓቢሩና’ሎ።