ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ አባላት ባላንደራስ ብዓቓቢ ሕጊ ዝቐረቡ ምስክራት ከምዘይሰምዑ ሓቢሮም

  • መለስካቸው ኣምሃ
    ተወልደ ወልደገብረኤል

ፋይል

ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤት-ፍርዲ ቀሪቦም ዝነበሩ ኣባላት ባላንደራስ ፓርቲ በዓል እስክንድር ነጋ ብዝተጠርጠርሉ ገበን ኣብ ቀዳማይ መርመራ ናይ ዓቃቢ-ሕጊ ምስክራት ኣይንሰምዕን ኢሎም። ንጠበቓታቶም`ውን ኣሰናቢቶሞም።

ቤት ፍርዲ ብወገኑ መንግስቲ ንክሱሳት ተኸላኻሊ ጠበቓ ጌርሎም ንጽባሕ ንክቐርቡ ትእዛዝ ሂቡ`ሎ።