ኣብ ሚንስትሪ ምክልካል ሱዳን ሰልፊ ተቓውሞ ሎሚ'ውን ቐጺሉ'ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናዊያን ሎሚ ድሕሪ ጸሎት ዓርቢ ኣብ ኣፍደገ ሚኒስትሪ ምክልኻ’ ታ ሃገር ሰልፊ ምክያዶም ተገሊጹ ። ሰልፈኛታት ነቲ ናይ ሽግግር መንግስቲ ብምቅዋም ሲቪላዊ መንግስቲ ክቐውም ብምጥላብ’ዮም ሰልፊ ዘካየዶ ። ንሶም ብተወሳኺ ጠለቦም ክሳብ ዝማላእን ሲቪላዊ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረትን ተቓውሞኦም ከምዝቕጸሉ ይገልጹ ኣለው ።