ኣብ መዝገብ ክሲ በዓል ዶ/ር ደብረጽየን ካብዘለው 62ተጠርጠርቲ 19 ምክንያት መኽሰሲኦም ከምዝተዋህቦም ተገሊጹ

ጠቅላሊ ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ

ኣብ ክሲ መዝገብ ዶ\ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሽሞም ሰፊሩ ዝርከቡ 62 ተጠርጠርቲ ነቶም 19 ምኽንያት መኽሰሲኦም ብፅሑፍ ከምዝተዋህቦም ተፈሊጡ። ዝርዝር እቲ ኽሲ ኣይተነበበን ። ቤት ፍርዲ ቆፀሮ ሂቡ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መዝገብ ክሲ በዓል ዶ/ር ደብረጽየን ካብዘለው 62 ተጠርጠርቲ 19 ምክንያት መኽሰሲኦም ከምዝተዋህቦም ተገሊጹ