“ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን”

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀረባ እዋን ብፕሮ.ዓወት ተወልደ ፡ ይበዪን ሓጎስ ዮሃንስ፡ ሜሮን እስቲፋኖስን ካልእ ንድሕነቱ ስሙ ክዕቅብ ዝመረጸ ተመራመርቲን ዝተኻየደ፡ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዘርጊሑ ነይሩ። እቲ ኣብ መንቀራቕሮ ሓዊ፤ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ኲናት ኢትዮጵያን ብዝብል ኣርእስቲ ምስ International Peace Research Association ዝተባህለ ትካል ብምትሕብባር ክዉን ዝዀነ’ዩ። ንኣገባብ እቲ መጽናዕቲ፡ ዕላማን ርኸበትን ኣመልኪትና ንኽልተ ኣዘራሪብና ኣሎና