ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌትሪክ ምቁራጹ ተገሊጹ

ከተማ መቐለ

ኣብ መብዛሕቲኡ ከባብታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ካብ ዝቋረጽ ሓሙሻይ መዓልቱ ከምዝሓዘ ይግለጽ ኣሎ።

በዓል-ስልጣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ምኽንያት`ቲ ምቁራጽ ክሳብ ሕጂ ከምዘይፈለጦን ነቲ ጸገም ንምልላይ ጻዕሪ ይገብር ከምዘሎን ኣፍሊጡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌትሪክ ምቁራጹ ተገሊጹ