ቪድዮ ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ባንክ ጀሚሩ ጥሪ 02, 2023 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ድሕሪ ዓመትን ሸውዓተ ኣዋርሕን፡ ንፈለማ እዋኑ ኣብ መቐለ፡ “ወጋገን” ዝብሃል ናይ ውልቂ ኣገልግሎት ባንክ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ባንክ ኣብ ፈለማኡ ንተገልገልቲ፡ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 1500 ብር ምውጻእ የፍቅድ።