ኣብ መሓብሓቢ ህጻናት ዓብይ መዕበይ ሕጻናት ዝመስረት መንእሰይ

ንገዛእ ርእሱ ኣብ መሓብሓቢ ህፃናት ዝዓበየ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ሓጋዚ ንዘይብሎም ህፃናት ንምሕጋዝ መዕበይ ማእኸል ኣብ ከተማ መቐለ ዝመስረተ መንእሰይ ክነላልየኩም።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መሓብሓቢ ህጻናት ዓብይ መዕበይ ሕጻናት ዝመስረት መንእሰይ

ኣበበ ፋንታሁን ይበሃል።ን76 አላይ ዘይብሎም ህጻናት ዝሕግዝ ሎላ ዝተባሃለ መዕበይ ህፃናት ኣብ ከተማ መቐለ ኣጣይሹ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መሓብሓቢ ህጻናት ዓብይ መዕበይ ሕጻናት ዝመስረት መንእሰይ