ኣብ ሕርሻ ማሽሩም ተዋፊራ ትርከብ መንእሰይ ተመክሮኣ ተኻፍል
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሃገረ ሩዋንዳ ኣብ ስራሕ ሕርሻ ቅንጥሻራ ወይ ድማ ማሽሩም ተዋፊራ አትርከብ መንእሰይ ኣብረሀት ገ/ገርግስ ንስራሕታን ተሞክሮ ህይወታን ጠሚትና ኣዘራሪብናያ ኣለና ።
Your browser doesn’t support HTML5