ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ሆቴላት ናይሮቢ ተኹሲን ድምጺ ነትጒ ምስምዑ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ሓደ ሆቴል ሎሚ መጥቓዕቲ ነትጒን ተኹሲን ከምዝተሰምዐ ተገሊጹ።
ኣብቲ ‘ደሲትዲ 2’ ዝተባህለ ሆቴል ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ዝበጽሓ ጉድኣት ክሳብ ሕጂ ብርግጽ እንተዘይተፈልጠ’ዃ ኣብ ሶማል ዝመደበሩ ጥሩፍ ጉጅለ ኣል ሸባብ ሓላፍነት’ቲ መጥቓዕቲ ከምዝወሰደ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ምዝግሑ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ሶማል ይሕብር።