ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበጽሕ መጥቓዕቲ ንምቅዋም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ንምቅዋም ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበጽሕ መጥቓዕቲ ንምቅዋም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ

እቲ ሰልፊ ሰናይ ፍቓደኛታት ዘዳለውዎ ኮይኑ "ይኾኖ" ዝብል መሪሕ ቃል እዩ ተኻይዱ::

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበጽሕ መጥቓዕቲ ንምቅዋም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ