ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ተፈጺሞም ዝተባህለ መጥቓዕቲን ግብረ መልሲ ሓይልታት ትግራይን

ፋይል

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብሓይልታት ትግራይ ሓደጋ ይበፅሖም ኣሎ ክብል ትካል ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ነዚ ኣመልኪቱ መግለፂ ዘውፀኡ ሓይልታት ትግራይ ድማ ኣብ ልዕሊ ሲቪል ህዝቢ ትግራይ ጨፍጫፍ ዝፈፀሙ ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ'ውን ግፍዓዊ ተግባራት ፈፂሞም ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ተፈጺሞም ዝተባህለ መጥቓዕቲን ግብረ መልሲ ሓይልታት ትግራይ