ዋሽንግተን —
ኣብ ለንደን ብሪጣንያ 2 ኤርትራውያን ብመልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ።
እቶም ጓል 65 ዓመት ኣደን ወዲ 75 ዕድመ ኣቦን ሆስፒታል ድሕሪ ምእታዎም ድሕሪ ውሑድ መዓልታት ከምዝዓረፉ ዘፍለጠ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ኣየርላንድን፥ ዛጊት ካልኦት 10 ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ለንደን ኮሮናቫይረስ(ኮቪድ 19) ተረኺብዎም ከምዘሎ'ውን ሓቢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ለንደን 2 ኤርትራውያን ብመልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ