ኣብ ህንጻ ባይቶ ኣሜሪካ ዘጋጠመ ፍጻመ ብዓይኒ ስደተኛታት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ዝሓለፈ ሰሙን ረቡዕ ኣብ ልዕሊ ባይቶ ኣሜሪካ ብኣድመኛታት ዝተፈጸመ ናይ ሓይሊ ኣድማ ኣብ ልዕሊ ዲሞክራሲ ኣሜሪካ ዝተፈጸመ ዝለዓለ መጥቃዕቲ ኮይኑ ንዓለም ዘሰንበደን ዘደንጸወን ኮይኑ ሓሊፉ'ሎ።

ልክዕ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ስልጣኑ ዘብቅዕ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣብ ምርጫ ተዓዊቱ'ዩ ዝብል ዘይሓቃዊ ጥርዓን ዝሓዙ ደገፍቱ'ዮም ነቲ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸምዎ ዝግለጽ ዘሎ።

እዚ ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ኣሜሪካ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ፡ ብኢምግራንት ማለት ናብ ኣሜሪካ ብዝኣተዉ ስደተኛታት ከመይ ይርኣይ ዝብል ሓሳብ ብምሓዝ፡ ምስ ሜሮን ሰመዳር ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ህንጻ ባይቶ ኣሜሪካ ዘጋጠመ ፍጻመ ብዓይኒ ስደተኛታት