ኣባንጋል ናብ መሳርሒ ሙዚቃ ኩናማ ምስ ዘርዓመ ኣሮዲ ቶሊ
Your browser doesn’t support HTML5
“ኣለሚየ” ብእትብል ደርፉ ዝያድ ዝፍለጥ ድምጻዊን ሙዚቀኛን ኣሮዲ ቶሊ፡ ካብ ሰማዕቲ ተኸዊሉ ደኣ ይጽናሕ እምበር፡ ምስ ሓደስቲ ደርፉ ክምለስ ምዃኑ ይሕብር። ኣሮዲ፡ ናብ ህዝቢ ዘይበጽሐት ሓዳስ ደርፊ’ውን ኣካፊሉ ኣሎ፡ ኣብ ባረንቱ ዝተኻየደ ዕላል ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ንከታተሎ።