ዋሽንግተን —
መንግስቲ ኤርትራ ነታ ንዝሓለፉ ንልዕሊ 6 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣሜሪካዊት ዜጋ ክፈትሕ ኣብ ባይቶ ኣሜሪካ ኣደ መንበር ንኡስ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ካረን ባስ ፀዊዐን።
ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ተወሊዳ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየት’ያ። ሲሃም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ካብ ሃገር ክትወጽእ ኣብ ዝፈተነትሉ’ያ ተአሲራ፡ ካብኡ ንደሓር ኣበይን ኣብ ከመይ ኩነታት ከምዘላን ስድራቤታ ኣፍልጦ ሃለዋታ ከምዘይብሎም ይገልጹ።
ሲሃም ዓሊ ዓብዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣባል ባይቶ ኣሜሪካ ካረን ባስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ማእሰርቲ ዘላ ኣሜሪካዊት ክፈትሕ ጸዊዓ