ኣስታት ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን ዩክሬናዊያን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ምስዳዶም ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን ዩክሬናዊያን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ምስዳዶም ተሓቢሩ ካብ ዝኾነት ትኹን ሃገር ድሕሪ`ቲ ወራር፡ ልዕሊ ሓደ ሚልየንን ፈረቓን ስደተኛታት ኣብ ሓደ ግዜ ክስደዱ ዝለዓለ ቁጽሪ`ዩ ፡ እዚ ድማ ኣብ እንግድዓ ጎረባብቲ ሃገራት ኤውሮጳ ዝወድቕ ዘሎ`ዩ።