ኣስታት 90 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ምግዓዞም ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ተዋጋእቲ ወገናት ዝካየድ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ተአፈፍቲ ንዝበሎም ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሑ 90 ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ምግዓዙ ተገሊጹ።
እቶም ስደተኛታት ካብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሶማንል ሱዳን ዝመጹ ኽኮኑ ከለው 52 ካብኦም ኣላይ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ምኳኖም ተፈሊጡ’ሎ።