ኣስታት 73 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኦፕን ኣርምስ ዝተባህለት ናይ ስፔን መርከብ ህይወት ኣድሕን ትማሊ ረቡዕ ኣስታት 73 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ንኣስታት 24 ሰዓታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምጽንሖም’ውን ተፈሊጡ’ሎ።