ኣስታት 7 ሽሕ ተመዛበቲ ተዓቑቦም ዝርከቡሉ ቤት ትምህርቲ ሓድነት- ከተማ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ሰባት ኣዕቑበን ይርከባ::