ኣስመሮም ወ/ስላሰ፡ ንባህላዊት ክራር ብምምሕያሽ ጸገም ሙዚቀኛታ ዘቃለለ ስነ-ጥበባዊ

ካብ ቤ/ት ስነ-ኪነት ኣስመራ ብሞያ ኤለክትሪክሲቲን ኤለክትሮኒክስን ዝተመረቐ ስነ-ጥበብባዊ ኣስመሮም፡ ካብ ጊዜ ቆልዕነቱ ጀሚሩ ብዝሓደሮ ፍቕሪ ሙዚቃ ክራር ክፈታትንን ካብኡ ሓሊፉውን ክመልካን ናቱ ኣልቡም ክሕትምን በቒዑ`ሎ።

ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሑ ካብ ዘጋጠሞ ጸገማት ተበጊሱ ነታ ልምድቲ ባህላዊት መሳርሒት ሙዚቃ ክራር፡ስልክታት(ገመድ)ብምውሳኽ፡ ካብ`ቲ ዘላቶ ደረጃ ኣማሓይሹ ብምስራሕ፡ንኩሉ ዓይነት ቅኒታት ናይ ሙዚቃ ከምተገልግል ገይሩ ብምስራሕ ጸገም ስነ-ጥበባውያን ከቃልል ዝኸኣለ ስነ-ጥበባዊ`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስመሮም ወ/ስላሰ፡ ንባህላዊት ክራር ብምምሕያሽ ጸገም ሙዚቀኛታ ዘቃለለ ስነ-ጥበባዊ