ኣስመራ: ጾም ሮሞዳን ኮቪድ-19 ኣብ ዝዘለቐሉ
Your browser doesn’t support HTML5
ቅዱስ ጾም ሮሞዳን ኣብዚ ዓመት’ዚ፡ ካብ ቅድሚኡ ዝነበረ ክልተ ዓመታት ኣብ ተዛማዲ ምፍኳስ መምርሒታት ኮቪድ-19’ዩ ዝካየድ ዘሎ። እዚንን ካልእ ምስ ጾም ሮሞዳን ተኣሳሲሩ ዝለዓለ ኣርእስታትን ንገለ ኣመንቲ ኣዘራሪቡ ካብ ኣስመራ ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5