ኣምንስቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ፍትሒ ንግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ብቐዳምነት ክስርሓሉ ጸዊዑ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓለምለኸ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምንስቲ ኣብቲ ንኽልተ ዓመታት መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘካየዶ ውግእ ግዳያት ፆታዊ መጥቓዕቲ ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ፍትሒ ክረኽባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀቅጢ ክገብር ፀዊዑ። ብኻልእ መዳይ ድማ ተሓለቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ ሱዳን ጎንፂ ኣብ ዘለዉሎም ከባቢታት ሱዳን ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ደሕንነቶም ክሕሎን ፍትሕን ተሓታትነትን ክሕልው ፀዊዐን።