ኣምባ. ኣርኣያ ደስታ ኣብ ጉዳይ ዑደት ፕረ. ኢሳያስ ኣብ አዲስ አበባ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዲምፕሎማሲያዊ ርክብ ኣብ ዝበተኻሉን ኣብ ኩነተ-ውግእ ከለዋ`ውን ኣምባሳደር ኤርትራ ኮይኑ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጸንሐን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ብዛዕባ ጽባሕ ዝጅምር ዑደት ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ አብ አዲስ አበባ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣምባ. ኣርኣያ ደስታ ኣብ ጉዳይ ዑደት ፕረ. ኢሳያስ ኣብ አዲስ አበባ