ዋሽንግተን —
ምምሕዳር ባይደን ኣብታ ናይ መወዳእታ ዕለት ሰንበት ወርሒ ረመዳን ካብ ዋይት ሃዉሰ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ዒድ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተኻይዶ ዘላ መጥቃዕቲ ዝደገፈ እዩ ክብሉ ኣሜሪካውያን ማሕበረሰብ እስልምና፡ ተቃውሞኦም የስምዑ ኣለዉ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣሜሪካዊያን ኣመንቲ እስልምና ንስነ ስርዓት ጽንብል ዒድ ኣልፈጥር ዋይት ሃውስ ምቕዋሞም ተገሊጹ