ዋሽንግተን —
ኣብ ህንዲ ዝርገሐ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ይጋደድ ብምህላዉ ኣሜሪካ ናብ ህንዲ ዝግበሩ በረራታት ኣብዚ ሰሙን ክልከላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ ።
ምምሕዳር ባይደን ቀረባት ኮቪድ 19 ይልእኽ እኳ እንተሃለወ ገለ ገለ ግና ካብኡ ንላዕሊ ክስርሕ ይግባእ ክብሉ ይወቅሱ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣሜሪካ ናብ ህንዲ ዝካየድ በረራታት ትድርት: ሕክምናዊ መሳርሒታት ምልጋስ ግን ትልግስ