ኣሜሪካ: ሓተቲ ዑቕባ ናብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝነበሮም ናይ ይግባይ መሰል ዝኽልክል ውሳነ ሓሊፉ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ናይ ዕቑባ ሕቶኦም ብብክፍሊ ኢሚግሬሽን ዝተነጽገ ዜጋታት ዘይኮኑ ሰባት ኣብ ቤት ፍርዲ ፌደራል ይግባይ ናይ ምባል ሕገመንግስታዊ መሰል የብሎምን ዝብል ውሳነ 7 ብ2 ዝኾነ ድምፂ 25 ሰነ 2020 ወሲኑ ኣሎ።

እዚ ውሳነ ኣብ ስልጣን ዘሎ ምምሕዳር ንብርክት ዝበሉ ሓተቲ ዕቑባ ከባርር ዘኽእሎ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣሜሪካ: ሓተቲ ዑቕባ ናብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝነበሮም ናይ ይግባይ መሰል ዝኽልክል ውሳነ ሓሊፉ