ኣመራርሓ ተቓዋሚ ውድብ ኣርበኞች ግንቦት 7 አዲስ አበባ ኣብ ዝኣተወሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመራርሓ ተቓዋሚ ውድብ ኣርበኞች ግንቦት 7 አዲስ አበባ ኣብ ዝኣተወሉ ናይ ኣርበኞች ግንቦት 7 ምንቅስቃስ አቦ መንበር ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ አዲስ አበባ አብ ዝኣተውሉ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ነዚ ለውጢ ዝቓወሞ ወገናት ናይ ይቅሬታን ፍቕሪን ጻውዒት ኣቕሪቦም። ዋና ጸሓፊ'ቲ ውድብ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ ብወገኖም "እቲ ቃልሲ ገና ሕጂዩ ተጀሚሩ" ኢሎም ።