ኣመሪካ ከም ኣብነት ዲሞክራሲ ኣይትራኣይን'ያ ዘላ ክብሉ ሰብሞያ'ቲ ዓውዲ ገሊጾም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ ከም ኣብነት ዲሞክራሲ ኣይትራኣይን'ያ ዘላ ክብሉ ሰብሞያ'ቲ ዓውዲ ገሊጾም

ኣሜሪካ ሓንቲ ካብተን ኣብ ቀረባ ዓመታት ምብሕጋግ ዲሞክራሲያዊ ትካላት ዝተራእየለን ሓያለ ዲሞክራስያውያን ምዕራባውያን ሃገራት'ያ ክብሉ ነጻ ተሓለቅቲ መሰላት ገሊጾም።

ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ ሲድኒ ሰይን ዲሞክራሲ ዓለም ሸታሕታሕ ንክብል ዝገብሮ ዘሎ ብዛዕባ ዝብልዎ ዘለዉ ንኺኢላታት ኣዘራሪባ ዘዳለወቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ ከም ኣብነት ዲሞክራሲ ኣይትራኣይን'ያ ዘላ ክብሉ ሰብሞያ'ቲ ዓውዲ ገሊጾም