ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ ዝተኸፍቱ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ሸፈነን ዝርግሐን ትምህርቲ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ብምስፋሕ ምዕሩይነት ትምህርቲ ኣብ ምርግጋጽ ዓቢ ተራ ይጻወቱ ከምዘለዉ ኣብ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ዳይረክተር ጨንፈር ምክትታል ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቶ ፍስሃየ ኪዳነ ንቪኦኤ ተዛሪቡ።
ብደረጃ ዓለም ምሃይምነት ንምጥፋእን ናይ ቀዳማይ ደረጃ ትምህርቲ ንምርግጋጽን ዝተታሕዘ ሸቶ ንምውቃዕ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቋራጭ መንገዲ ከምዝኾኑ ኣቶ ፍስሃየ ኣረዲኡ።
Your browser doesn’t support HTML5