‘ኣለና ቴክ’ ኣብ ሓጺር ጊዜ ንብዙሓት መንእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ዘሎ ናይ ቴክኖሎጂ ትካል

‘ኣለና ቴክ’ ኣብ ሓፂር ግዜ ፅቡቅ ለውጢ ዘመዝግብ ዘሎ ካብ ዝጣየስ ሓደ ዓመት እኳ እንተገበረ ብዕሊ ስራሕ ካብ ዝጅምር ግን 8 ኣዋርሕ ዘቑጸረ ትካል እዩ።

ፈፃሚ ስራሕ ‘ኣለና ቴክ’ ፀጋዝኣብ ሰለሙን

ኣብዘን ሒደት ኣዋርሕ ንልዕሊ 40 መናእሰይ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝከኣለ እዩ። ምስ ፈፃሚ ስራሕ ‘ኣለና ቴክ’ ፀጋዝኣብ ሰለሙን ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

‘ኣለና ቴክ’ ኣብ ሓጺር ጊዜ ንብዙሓት መንእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ዘሎ ናይ ቴክኖሎጂ ትካል