ኢዜማ ናይ ደገፍ ማሕበር ክምስርት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኢዜማ

ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ኣብ መላእ ዓለም ንዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ናይ ደገፍ ማሕበር ክምስርት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።


ኢዜማ ብመሰረት'ዚ አዋጅ ስነ ምግባር ምርጫ ሓድሽ ፓርቲ እንደገና ንምምዝጋብ ከምዘይጽገም'ውን ኣቦ መንበር ቲ ፓርቲ ገሊጾም።


እቲ ፓርቲ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ዜግነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ ፖለቲካን ማሕበራዊ ፍትሒ ንምስፋን ዕላማ ብዝገበረ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ወረዳታት ከምኡ'ውን ኣብ ወጻኢ ሃገር ኢትዮጵያዊያን ዝነብሩለን ከተማታትት ኩለን ንህዝቢ ኣብ ምውዳብ ከምዝርከብ ገሊጹ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

(ኢዜማ) ናይ ደገፍ ማሕበር ክምስርት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ