ኢትዮጵያዊያንን ኬንያዊያን ኣትሌት ኣብ ማራቶን ቤይጂንግ ተዓዊቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ኬንያዊያን ኣትሌታት ማቲው ኪፕሮች ብ2፡07፡06 ቐዳማይ፡ ሰለሞን ኪሪዋ ብ2፡09፡45 ካልኣይ ኢማኑኤል ሩቶ ድማ ብ2፡10፡15 ውድድሮም ብምዝዛም ተዓዋቲ ማራቶን ቤይጂንግ 2019 ኮይኖም ኣለው። ብደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ሱቱማ ኣሰፋ ብ2፡23፡31 ቐዳመይቲ፡ ቻይናዊት ሊ ዝሂዋን ብ2፡29፡06 ካልኣይቲ ኢትዮጵያዊት ሙሉ ሰይፉ ድም ብ 2፡29፡09 ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓወቲ ማራቶን ቤይጂንግ ደቂ ኣንስትዮ ኮይነን ኣለዋ።