ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ ሻንጋይ ማራቶን ተዓዊቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንበት ኣብ ሻንጋይ ቻይና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ብደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያዊ ዓብዲዋክ ቱራ ቀዳማይ፡ ኢትዮጵያዊ ጸጋይ መኮነን ካልኣይ፡ ኬንያዊ ዲክሰን ቲሚ ሳልሳይ ብምኳን ተዓዊቶም።ብተመሳሳሊ ብደቂ ኣንስትዮ ይብረቃል መለሰ አረጋ ዝጸንሓ ሪከርድ ብሓደ ደቒቕ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ክትከውን ከላ ኢትዮጵያዊት ኣዝመራ ኣበራ ካልኣይቲ ኬንያዊት ቤቲ ልምፓስ ድማ ሳልሳይቲ ብምኳን ተዓዊተን ኣለዋ።