ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ ማራቶን ቫለንሽያ ይዕወቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ቫለንሽያ ስፔን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ብደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያዊ ክንደ አጥናው አያሌው ቐዳማይ፡ቱርካዊ ካን ኪግን ኦዝብሊን ካልኣይ፡ ኢትዮጵያዊ ጉየ ኢደሞ አዶላ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም ኣለው። ብተመሳሳሊ ብደቂ ኣንስትዮ ሮዛ ደረጄ ቐዳመይቲ፡አዝመራ አብርሃ ካልኣይቲ ብርሃን ዲባባ ድማ ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓዊተን ኣለው።