ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ተዓወቲ ዱባይ ማራቶን ኮይኖም
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ መበል 21 ማራቶን ዱባይ ተዓወቲ ኮይኖም።
ብደቂ ተባዕትዮ ኦሊቃ አዱኛ ብደቂ ኣንስዮ ድማ ወርቅነሽ ደገፋ ቀዳማይ ብምኳን ውድድሮም ዛዚሞም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5