ኢትዮጵያዊያን ንውሳነ እገዳ ቪዛ ኣሜሪካ ብምቅዋም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት'ታ ሃገር ሰልፊ አካይዶም

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣሽሓት ዝቁፀሩ ኢትዮጵያውያን ምስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ጨካን ኩናት ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዝግበር ተጽዕኖ ንምቅዋም ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ብርክት ዝበላ ከተማታትን ኢትዮጵያ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ።