ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ የመን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣንጻር እቲ ኣብ የመን ዝረአ ዘሎ ኹናትን ሰብኣዊ ቀውሲን ዘይሕጋዊያን ኣስገርቲ ነታ ሃገር ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገራት ወሽመጥ ንምስግጋር ይጥቐሙላ ኣለው ክብሉ የጠንቕቑ።ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ካብ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 90,000 ምብራቕ ኣፍሪቃዊያን 90 ሚእታዊት ካብ ኦም ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገራት ወሽመጥ ንምብጻሕ የመን ምእታዎም ይሕብር።