ኢትዮጵያዊት የሺነሽ አባበል ክብረ ወሰን ብምስባር ኣብ ፍርቂ ማራቶን ዓረብ ኢማራት ተዓዊታ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያዊት የሺነሽ አባበል ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዓረብ ኢማራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ብምስባር ቐዳማይቲ ብምኳን ተዓዊታ። ኬንያዊያን ኣትሌት ኮሰጊ ብሪጌድን ሮስመሪ ዋንጂሩ ድማ ካልኣይቲን ሳልሳይቲን ብምዃን ተዓዊተን ኣለዋ። ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኬንያዊ ኪብወት ካንዲ ቐዳማይ ፡ ኣሌክሳንደር ሙቲሲ ካል ይ ኢትዮጵያዊ ሙሉ ዋሲሁን ድማ ሳልሳይ ብምኳን ተዓዊቶም ኣለው።