ኢትዮጵያዊ ሹራ ኢታታ ኣብ ለንደን ማራቶን ተዓዊቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያዊ ሹራ ኢታታ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ለንደን ማራቶን ንወናኒ ክብረ ወስን ኬንያዊ ኢሉድ ኪፖቺ ብምስዓር ተዓዋቲ ለንደን ማራቶን 2020 ኮይኑ'ሎ።   ኬንያዊ ቪንሰንት ኪፕቹማ ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማ ድማ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም ኣለው።   ብደቂ ኣንስትዮ ኬንያዊት ብሪጀት ኮሲገ ቐዳመይቲ: ኣሜሪካዊት ሳራ ሃል ካልኣይቲ: ኬንያዊት ሩት ቻፐንግቲች ሳልሳይቲ ብምዃን ተዓዊተን ኣለዋ።