ኢትዮጵያዊ ሌሊሳ ደዲሳ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ተዓዊቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ሌሊሳ ደዲሳ ብ2፡05፡59 ቀዳማይ: ኢትዮጵያዊ ሹሩ ኪታታ ብ2፡06፡01 ካልኣይ፡ ኬንያዊ ጀፈሪ ካምዎሮር ብ2፡06፡26 ሳልሳይ ብምኳን ተዓዊቶም ኣለው።