አዲስ አበባ —
ኢትዮጵያን ፈረንሳን ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ሓዊሱ ኣብ መዳይ ምክልካል:ወፍሪ: ቁጠባን ታሪኻዊ ሓድግታት ኣብ ምሕብሓብን ዝብሉ ስምምዓት ተፈራሪሞም።
እዚ ስምምዕ ዝተገብረ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣብ ዘካየድሉ’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያን ፈረንሳን ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ዝሓወሰ ሓያለ ስምምዕ ተፈራሪመን
ፕረዚደንት ማክሮን ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይን ነዚ ዝተገብረ ስምምዓት ኣብ ሓባራዊ መግለጺኦም አረጋጊጾም ኣለው።
ትማሊ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ኢትዮጵያ ዝአተው ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ንጥንታዊ ታሪኻዊ ኣብያተ ክርስትያን ላሊበላ በጺሖም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያን ፈረንሳን ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ዝሓወሰ ሓያለ ስምምዕ ተፈራሪመን