ኢትዮጵያ: ጸገም ምቕድዳሕ ንምፍታሕ ተማሃሮ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተዓጽዮም ይወስዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ቅንያት`ዚ ኣብ ተካይዶ ዘላ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ቅድሚ ሎሚ ክርኣይ ዝጸንሐ ናይ ምቅድዳሕ ጸገም ንምፍታሕ ብዝብል ንኣስታት ሓደ ሚልየን ዝኾኑ ተማሃሮ 12 ክፍሊ ናብ ዩኒቨርሲታት ተጓዓዕዞም ኣላ።
Your browser doesn’t support HTML5