ኢትዮጵያ፡ ደቡብ ክልል ብምክንያት ሓድሽ ዓመት ን2,366 ተአረምቲ ምህረት ጌሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ደቡብ ክልል ብምክንያት ሎሚ ዝክበር ሓድሽ ዓመት ኣብ መአረሚ ዝጸንሑ 2,366 ተአረምቲ ምህረት ከምዝተገብረሎም ምክትል ምምሕዳር’ቲ ክልል ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5