ኢትዮጵያ አብ መገዲ ሰላም፤ ዘተ ቴለቪዥን(2ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ትስፉው ምዕባለታት ሰላም ኣብ ግምት ብምእታውን ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ በበይኑ ኵርናዓት ምይይጥ ሓሳባት ንምእንጋድን፡ ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብ3 ታሕሳስ 2022 ኣብ ስቱድዮ ዝተቐርጸ ናይ ቴለቪዥን ዘተ ኣካዪዱ ነይሩ።