ኢትዮጵያ: ኲናት ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ቁጠባ የሕድር

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ዳግማይ ኣብ ዝተወለዓሉን ካብቲ ግንባራት ኲናት ርሒቆም ዘለዉ ዜጋታት ንሰላም ብምጽዋዕ ኣብ ዝረብረብሉን ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ሓደ እዋን ኣብ ኣፍሪቃ ሓደ ካብቲ ብፍጥነት ዝዓቢ ዝነበረ ቁጠባ ኢትዮጵያ ቃልሲ ይርከብ። ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ 10- ዓመታት እቲ ዝለዓለ ዝቅባበ ገንዘብ ኣጋጢምዎም'ሎ።እዚ ምስ ቀይድታት ሸርፊ ወጻኢ ዝተዋህለለ ዕዳ መንግስቲን ንጻዕርታት ኲናት ዘውጽኦ ኣዝዩ ብዙሕ ገንዘብን ዝምልከቱ ጸብጻባት'ዉን ሓዊሱ ኣሎ።